ብዛዕባ ኤቨን ኤዘር

ኤቨን ኤዘር ሕብረት ኢየሱስ ክርስቶስ ዘማእከለት ቤተ ክርስቲያን እያ። ሰባት ናብ ኣምላኽ ክቐርቡ ሕብረት ክረኽቡን ፣ ኣብ መንፈሳዊ ናብርኦም ክዓብዩሉ ዝኽእሉ ኣገልግሎታት ድማ ተቕርብ።

ብኣገልግሎት፣ ብጸሎት፣ ብዝማሬ፣ ብትምህርቲን ብሕብረትን ኣቢልና ፍቕሪ ኣምላኽን ወንጌል ኢየሱስ ክርስቶስን ንምህር።

ንኹሉ ሰብ፣ ዝኾነ ይኹን ድሕረ ባይታ፣ ናብ ሕብረት ኤቨን ኤዘር ንዕድም።

ኤቨን ኤዘር – ኣምላኽ ሓጋዚና እዩ።

Du är mer än välkommen!